Soyra ሶይራ

▼
Wednesday, 28 February 2018

ወዲ የማነ

›
ቅድሚ ' ዛ መዓልቲ ' ዚኣ ምስ ፖሊስ ዝተራኸብኩለን መዓልታት ምስ ' ዛ ዳሕረወይቲ መዓልቲ ' ዚኣ ዋላ ንፈውሲ ማሕላ ብፍጹም ኣይነጻጸራን እየን። ክዛረብ ዕድል ከይሃቡ፡ በዲለ ድየ ኣ...
Monday, 19 February 2018

ዘንጊ ሓቂ

›
፩ ዓሰርተ ሓሙሸተ’ዮም ኢሎምዎም፡ ሽሕ ዕጽፍታት’ዚ ቍጽሪ ክነሶም፣ ሓመድ ተነጺፎም ተተርኢሶም እምኒ፡ ቃላቶም ዕንጋሎ ከርሲ፡ ‘ትረፍ ንእዝኒ። ፈሊጦም፤ ስጋ ሓላፊ ስም ተራፊ፡ ንጐድኖም ክደልዩ...

ሓምሳ ሽሕ

›
1 ኣቶ ዘወልዲ ካብ መኪናኡ ብቕልጡፍ ወሪዱ ናብቲ መደበር ፖሊስ ብምእታው፡ ብቐጥታ ናብቲ መዝጋቢ ዕለታዊ ፍጻሜ ዝነበረ ተረኛ ፖሊስ ኣምረሐ። እቲ ፖሊስ፡ ንኽሰምዖ ድሉዎ ምስ ኰነ፡ ኣቶ ዘወልዲ መምጽኢኡ ብዝርዝር ሓ...
Thursday, 15 February 2018

Gammalt vin smakar bättre

›
Den viktigast minne jag har om den första dag av mitt liv – när jag föddes – är inte att jag grät. Det minns inte heller att jag vägde my...
Sunday, 11 February 2018

ኣውቶቡስ ምሸት

›
ሰመረ ሰዓቱ እናራኣየ ናብ መጸበዪ ኣውቶቡስ በጽሐ’ሞ፡ ምስ’ቶም ናብ ገገዛኦም ክኸዱ ዝተሃወኹ ሰባት ተጸንበረ። ጻዕቂ ተጸበይቲ ምስ ረኣየ፡ እታ ኣውቶቡስ ኣመና ከም ዝደንጐየት ንምግማት ኣየጸገሞን። ኣቦይ ባሻይ፡ እቶም...
›
Home
View web version
Powered by Blogger.